ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ባህላዊ ጽምብል እሬቻ ብርክት ዝበሉ ቁጽሪ ዘለዎም ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ


ኣብ ባህላዊ ጽምብል እሬቻ ብርክት ዝበሉ ቁጽሪ ዘለዎም ሰባት ከምዝሞቱ ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:24 0:00

ኣብ ቢሾፍቱ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ባህላዊ ጽምብል እሬቻ ብዝተላዕለ ህውከትን ግጭትን ብርክት ዝበለ ቁጽሪ ዘለዎም ሰባት ምማቶምን ካልኦት ድማ ምቑሳሎምን ካብቲ ከባቢ ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣረዲኡ።ብመሰረት ሓበሬታ መንግስቲ ሓምሳን ክልተን ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ርክብ ኢትዮጵያ ድማ ንሓይልታት ህውከት ፈጠርቲ ዝበሎም ወንጂሉ።

XS
SM
MD
LG