ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አዲስ አበባ፡ ዝተአከበ ጉሓፍ ብምፍራሱ 62 ሰባት ሞይቶም

ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ አዲስ አበባ ዝተአከበ ጎሓፍ ተደርሚሱ 62 ሰባት ከምዝሞቱ ካልኦት ሓያለ ኸአ ሃለዋቶም ከምዘይተፈልጠ ተገሊጹ።

እቲ ኩምራ ጎሓፍ ካብታ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ውጽእ ኣብ ዝበለ ቆሸ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጎሓፍ ዝእከበሉ ቦታ ዘጋጠመ ኮይኑ በቲ ሓደጋ ዝሞቱ መብዛሕትኦም ኣብቲ ከባቢ ዝነብሩ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ስድራቤታት ምኻኖምን በቲ ሓደጋ ዓብይ ጉድኣት ከምዘውረደ ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ይገልጹ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG