ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ትማሊ ሰንበት ኣብ ገጠራት ኤርትራ ዑደት ክገብሩ ውዒሎም- ዓሊ ዓብዱ


እቶም ፕረሲደንት ብብርቱዕ ሓሚሞም ኣብ ዱባይ ወይ ኣብ ኩዌት ይሕከሙ`ለዉ ዝብል ወረ ክስማዕ ቐኒዩ`ሎ

ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ፡ እቲ ዜና ዘርእዮ ነገር “ጭንቀት ናይ`ቶም ነዳያት ኣበይ በጺሑ ኸምዘሎ`ዩ” ኢሉ።

እቲ ወረ ዝጀመረ፡ ኣብ ወርሒ መጋቢት 17፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ወገን ዓሰብ መጥቃዕቲ ኣካይደ ኣብ ዝበለሉ እዋን`ዩ ዝበለ ኣቶ ዓሊ፡ ምንጪ ናይ`ቲ ዜና ካብ ማእከላይ ስለያ ኣመሪካ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG