ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሸሓት ኤርትራውያን ነበርቲ ኸባቢ ዋሺንግተን ዲሲ መዓልቲ ናጽነቶም ኣኽቢሮም


ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ብሩራዊ እዮቤልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ፡ ዝሓልፈ ሰንበት ኣብ`ቲ ኣብ ፎርት ሃንት ዝተባህለ ኣብ ቨርጂንያ ዝርከብ መናፈሻ ኣሸሓት ቆልዑት ክዘናግዑ ዝወዓሉ ክኾኑ ኸለዉ፡ ቅድሚኡ ኣብ ዝነበረ ቀዳም፡ ኣብ ማእከል ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ረናንሰንስ ሆቴል፡ እቲ በዓል ተኸቢሩ።

ብዝተፈላለየ መደረታት ባህላዊ ምርኢትን ሳዕስዒትን`ውን ተሰንዩ ኔሩ።

ምሉእ ጸብጻብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣሸሓት ኤርትራውያን ነበርቲ ኸባቢ ዋሺንግተን ዲሲ መዓልቲ ናጽነቶም ኣኽቢሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:12 0:00

XS
SM
MD
LG