ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ኤርትራውያን ን26 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ርእይቶ ይግምግሙ


awe daniel
awe daniel

ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ኣብ ኩንስ ዪነቨርሲቲ ካናዳ መምህር ታሪኽ `ዩ፡ ኣቶ ዳንኤል ኣብርሃ ድማ ካብ ተጋደልቲ ናጽነት ኤርትራ ሓደ`ዩ።

ዶ.ር ዓወት ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ድሕሪ ናጽነት ዓመታት፡ ከምቲ ኣብ እዋን ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተራእየ፡ ኣብ ምኽባር ግዝኣተ-ሕጊን፡ ዕድላት መንእሰያትን ድኽመታት ከምዘሎ ክገልጽ ከሎ፡ ኣቶ ዳኒኤል ድማ፡ ምስ`ቲ ኩሉ ግዳማዊ ሸርሕታት፡ ንኤርትራ ልዑላውነታ ሓሊዩ ዝቕጽል ዘሎ መንግስቲ ኣወንታዊ ስርሑ ይዓዝዝ ይብል።

“ኣብ`ቲ ንገጠራዊ-ኤርትራ ቀዳምነት ሂቡ ንምርግጋጽ ውሕስነት መግቢ ዝሰርሓሉ ዘሎ” ግን ክልቲኦም ይሰማምዑ።

ቀዳማይ ክፋል`ቲ ክትዕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:11:22 0:00

XS
SM
MD
LG