ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 26 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ተኸቢሩ


ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቂ
ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቂ

መበል 26 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ዝተኸብረሉ ወግዓዊ ጽንብል መደረ ዘስምዑ ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቂ ባይቶ ጸጥታ ንልዕልና ኣህጉራዊ ሕጊ ኣኽቢሮም ግቡእ ሓላፍነቶም ከልዕሉ ተማሕጺኖም።

ንሶም ብተወሳኺ ብዛዕባ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ምግላጽ እዚ ናይ ቀረባ እዋን ናይ ዶብ ግጭት “ውጽኢት ናጽነት ኤርትራ ብዘይቅበሉ ሓይልታት ዝተዳለወ ሽርሒ’ዩ” ክብሉ ገሊጾም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መበል 26 ዓመት በዓል ናጽነት ኤርትራ ተኸቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:10 0:00

XS
SM
MD
LG