ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዘላ ናይ ቆልዑት ጉጅለ ባህሊ `ዋሪ`ን ንጥፈታታን


ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ

ጠርናፊን መራሕን`ታ ጉጅለ ቆልዑት መም/ኤፍረም ፍቓዱ፡ ብድሲፕሊኖኦምን ትምህርቶምን ብቑዓት ዝኾኑ ተማሃሮ ኣብ`ታ ጉጅለ ከምዝሕቆፉ ይገልጽ፡

ምስኡ ዝተገብረ ወግዒ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቐሪቡ`ሎ
Eritrea-Wari-Ephrem-Fikadu
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:41 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG