ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ እስራኤል ዘለዉ ኤርትራውያን ብናጻ ድልየቶም`ምበር ተገዲዶም ክምለሱ ኣይንቕበሎን ኢና ይብል ኣምባሳደር ተስፋማርያም


Ambas.Tesfamariam Tekeste
Ambas.Tesfamariam Tekeste

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቤት ማእሰርቲ እስራኤል ካብ ዝነበሩ ኤርትራውያን 14 ብድልየቶም ኣስመራ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ


ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት እቶም ኤርትራውያን ዝምለሱ ዘለዉ ተሸጊሮም፡ ማእሰርቲ ነዊሕዎም ተስፋ ስኢኖም`ዮም ይብሉ።

ኣብ ተልኣቪቭ ዝርከብ ኢምባሲ ኤርትራ ብወገኑ፡ "ንሕና`ውን ብድልየቶም`ምበር ብተጽዕኖ ክምለሱ ኣይንደልን ኢና "ይብል።

ወሲኹ፡ እቶም ዝተመልሱ`ውን ኣብ ዓዲ ዘጋጥሞም ጸገም የለን፡ እንተደልዮም`ውን ካብታ ሃገር ወጺኦም ስርሖም ከሳልጡ ይኽእሉ`ዮ ኢሉ፡

ምስ ኣብ እስራኤል ኣምባሳደር ኤርትራ ተስፋማርያም ተኸስተ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Israel-Eritrea
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:24 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG