ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት: ናብ ካምፕታት ክኣትዉ`ዮም ይብሃል ኣሎ


ካብ ሎሚ ንድሓር ናብ እስራኤል ብዘይ ሕጊ ዝኣትዉ ድማ ትኽ ኢሎም ናብ ቤት ማእሰርቲ ክዳጎኑ`ዮም ኣብኡ`ውን ንሰለስተ ዓመት ክእሰሩ`ዮም ይብል ዝወጸ ሕጊ

ምስ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ እስራኤል ኣቶ ተስፋማርያም ተኸስተን፡ ምስ ኣቦ መንበር ማሕበር ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል ሃይለ መንግስተኣብን ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡

XS
SM
MD
LG