ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መገዲ ኣየር ግብጺ ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ተሓምሺሻ

66 ተሳፈርቲ ጽዒና ካብ ፓሪስ ናብ ካይሮ ተምርሕ ዝነበረት ነፋሪት መገዲ ኣየር ግብጺ ኣብ ማያት ማእከላይ ባሕሪ ናብ ማያት ግብጺ ኣብ ዝቐርብ ተሓምሺሻ። ፕረዚደንት ፈረንሳ ፍራንኮይስ ሆላንደ ምሕምሻሽ ነፋሪት መገዲ ኣየር ግብጺ ኣረጋጊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ግብጺ ሸሪፍ እስማዒል ድማ ጠንቂ ሓደጋ ግብረሽበራዊ ስርሒት ይኹን ተክኒካዊ ምኽን ያት ኣብ እዋኑ ክሕበር ምዃኑ ገሊጹ።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG