ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ግደ ሚድያ ዲያስፖራ ዝዝቲ ኮንፈረስ ክካየድ’ዩ


አቶ አሉላ ሰሎሞን
አቶ አሉላ ሰሎሞን

ማእኸል ልምዓት ኢትዮጵያዊያን ማሕበረሰብ ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ዝመወልዎ ኣብ ግደ ሚድያ ዲያስፖራ ዝዝቲ ኮንፈረስ ኣብዚ ኣብ ቨርጂንያ አርሊንግተን ማእኸል ልምዓት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያዊያን ኮሚኒቲ ኢትዮጵያዊያን ጽባሕ ቀዳም ክኻየድ እዩ።

ብዛዕባ’ቲ ኮንፈረስ ዕላምኡን ድምጺ ኣሜሪካ ንሓደ ካብ አዳለውቲ አቶ አሉላ ሰሎሞን አዘራሪቡ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG