ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ሓደጋ ጥምየት የንጸላልዎም


ኣብ ኢትዮጵያ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ሓደጋ ጥምየት የንጸላልዎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:40 0:00

ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ብተኸታታሊ ዘጋጠመ ደርቂ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ሓደጋ ጥምየት ኣንጸላልይዎም ይርኸብ፡ መንግስቲ ብወገኑ ተወሳኺ ሓገዝ ሓቲቱ’ሎ። ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ኤል ኒኞ ዘጋጠመ ደርቂ ኣብ ምምካት ትርኸብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ዋሕዲ ዝናብ ንውሕስነት መግቢ እታ ሃገር ስግኣት ፈጢሩ ይርኸብ።

XS
SM
MD
LG