ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተኣከበ ድምጺ ዝተቐራረበ ምዃኑ ይሕበር ኣሎ


ሄላሪ ክሊንተን ኣብ ኢሊኖይ፥ ሮድ ኣይላንድ፥ ደላወር፥ ማሳቹስተስ፥ መሪላንድ፥ ዲሲ፥ ኒው ጀርሲ ተዓዊተን ኣለዋ።

ብኻልእወገን ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሚሲሲፒ ሚዙሪን ሳውዝ ካሮላይና ተነሲን ኣላባማንተዓዊቶም ይርከቡ።

ዛጊት ዶንልድ ትራምፕ 134 ድምጺ ሄላሪ ክሊንተን ድማ 104 ረኺቦም ኣለው።

ኣብ ቀጻሊ ንውጺኢት ድምጺ ክፍላተ ግዝኣታት ከነስዕበልኩም ኢና።

XS
SM
MD
LG