ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ መሬት፣ፀገም ኣባይቲ ከተማታትን ንገባራት ዝውሃብ ካሕሳን (2ይ ኽፋል)

  • ገብረ ገብረመድህን

Map of Ethiopia

Map of Ethiopia

መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታህን ንካልኦት ስራሓት ልምዓትን ብዝብል ንገባራት ካሕሳ እናሃበ ንነበርቲ ከተማ መሬት ኣብ ምዕዳል፣ብሊዝ ኣብ ምክራይን ይርከብ።ነቲ መሬት ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ገባራት ግን እቲ ካሕሳ እኹል ኣይኮነን ይብሉ።

ምስ ፖሊሲን ኣፈፃፅማን መሬት ከምኡ እውን ኣከፋፍላ ካሕሳ ብዝምልከት ንኣርባዕተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣዘራሪብና ኣለና።

ተሳተፍቲ እቲ ዘተ ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ንግድን ኢንዱስቱሪን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቶ ኣታኽልቲ ገብረሂወት፣ኣቦ መንበር ተቓዋሚ ውድብ ዓረና ትግራይን መምህር ዩኒቨርስቲ መቐለን ኣቶ ኣብርሃ ደስታ፣ኣብ ዩኒቨስቲ መቐለ መምህር ስነ-ልምዓት ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋይ ኣረጋዊን ዋና ኣሰናዳኢ መፅሄት ሰርጌንን እዮም።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣልን።

XS
SM
MD
LG