ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዘተ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ መሬት፣ፀገም ኣባይቲ ከተማታትን ንገባራት ዝውሃብ ካሕሳን (3ይ ኽፋል)


Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo
Binh sĩ Ethiopia giết 15 phần tử nổi dậy, bắt 2 nhà báo

መንግስቲ ኢትዮጵያ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታህን ንካልኦት ስራሓት ልምዓትን ብዝብል ንገባራት ካሕሳ እናሃበ ንነበርቲ ከተማ መሬት ኣብ ምዕዳል፣ብሊዝ ኣብ ምክራይን ይርከብ።ነቲ መሬት ዝጥቀምሉ ዝነበሩ ገባራት ግን እቲ ካሕሳ እኹል ኣይኮነን ይብሉ።

ምስ ፖሊሲን ኣፈፃፅማን መሬት ከምኡ እውን ኣከፋፍላ ካሕሳ ብዝምልከት ንኣርባዕተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣዘራሪብና ኣለና።

ተሳተፍቲ እቲ ዘተ ምኽትል ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማ፣ንግድን ኢንዱስቱሪን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣቶ ኣታኽልቲ ገብረሂወት፣ኣቦ መንበር ተቓዋሚ ውድብ ዓረና ትግራይን መምህር ዩኒቨርስቲ መቐለን ኣቶ ኣብርሃ ደስታ፣ኣብ ዩኒቨስቲ መቐለ መምህር ስነ-ልምዓት ሓጋዚ ፕሮፌሰር ተስፋይ ኣረጋዊን ዋና ኣሰናዳኢ መፅሄት ሰርጌንን እዮም።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣልን።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:29 0:00

XS
SM
MD
LG