ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ


ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ።

እዚ ዝተገልጸ ኤርትራውን ኣውስትራሊያውን ኩባንያታት ማዕድን፡ ፖታሽ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕ ኣብ መጀመርያ`ዚ ሰሙን ኣብ ኣስመራ ድሕሪ ምፍርራሞም`ዩ።

ነዚ ብዝምልከት ምስ ኣካያዲ ስራሕ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ኣቶ ዘርኣይ ለኣከ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኤርትራ ዝርከብ ፕሮጀክት ማዕድን ኮሉሊ ማዕድን ፖታሽ ከፍሪ ከምዝጅምር ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:41 0:00

XS
SM
MD
LG