ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓረና ትግራይ ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪፁ


ዓረና ትግራይ ሓድሽ ኣቦ መንበር መሪፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:47 0:00

ዓረና ትግራይ ጥሪ 27ን 28ን 2009 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዘኻየዶ 4ይ ውድባዊ ጉባኤኡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምሁር ፖለቲካዊ ሳይንስ ኣይተ ኣብርሃ ደስታ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ክኸውን መሪፁዎ። ዓረና ትግራይ ብተወሳኺ 25 ኣባላት ማእከላይ ኮሚቴን 11 ፈፀምቲ ስራሕን መሪፁ'ሎ፡፡ ሓደ ካብቶም ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕ ኣብ ከተማ መቐለ ወናኒ ማርቆስ ሆስፒታል ዶክተር ማርቆስ ገሰሰ ይርከብዎም።

XS
SM
MD
LG