ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣንፈት ናበይ`ዩ ከምርሕ ዝብል ብዙሕ የተሓሳስበኒ` ኣቶ ኣረጋዊ በርሀ


ካብ መንጎ መስረቲ ሕወሓት ኣቶ ኣረጋዊ በርሀ ብምኽንያት ሞት ቀ/ሚ ነበር መለስ ዜናዊ፡ ብሓሙስ ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቕ፡ ብሞት ኣቶ መለስ ጽቡቕ ከምዘይተሰምዖም ድሕሪ ምግላጽ ከምዚ ኢሎም፡
“ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ነገር ኣግፊሑ ብምርኣይ በዚ ናይ ኣቶ መለስ ምሕላፍ ምኽንያት ንቕድሚት ጽቡቕ ክምነን ጽቡቕ ክሓስብን ተረዳዲኡ ክነብርን ዘኽእሎ በሪ ዝተኸፈተሉ ጌሩ ርእዩ ናብ ጽቡቕ ክሰጋገር`የ ሓደራ ዝብል”

ንምሉእ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG