ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ከያኒት ማህሌት ኣብ ፅርየትን ምትካል ፈልስን ትነጥፍ


ከያኒት ማህሌት ገብረገርግስ ኣብ ከተማ መቐለ ወፍሪ ጽርየትን ምትካል ፈልስን ኣካይዳ ኣላ:: ኣብ ካልኦት ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝርከቡ መንኣሰይ ብሓባር ንምስራሕ ድማ ድልውቲ ምዃና ትገልፅ::

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

XS
SM
MD
LG