ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኤርባስ 350 ነፋሪት ዓዲጉ


መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘበናዊ ኤርባስ 350 ነፋሪት ብምግዛእ ካብ ኣፍሪካ ፈላማይ መንገዲ ኣየር ኮይኑ።

እዚ ንመንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቀዳሞት መንገዲ ኣየራት ኮይኑ ክቕፅል ዝገበሮ እዩ ክብሉ ሰብ ሙያ ይገልፁ።

እቲ መንገዲ ኣየር ሎሚ ነታ ነፋሪት ኣብ ውሽጢ ሃገር በረራ ብምግባር መሪቑዋ’ሎ ክብል ሽስክንድር ፍሬው ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG