ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግዝያዊ እገዳ መገሻ ፕረዝደንት ትራምፕ ብዓይኒ ኣፍሪቃዊያን


ሎጋን መዓርፎ ነፈርቲ ቦስተን
ሎጋን መዓርፎ ነፈርቲ ቦስተን

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ሓንቲ ንስሪን ኣልኣሚን ዝተባህለት ኣብ ኣሜሪካ ስታንፎርድ ዩኒቨርሲቲ ናይ ዶክትሬት ዲግሪ ትመሃር ዝነበረት ሱዳናዊት ኣብ ሃገራ ተኻይዶ ዝነበረ መጽናዕቲ ዛዚማ ናብ ኣሜሪካ ኣብ ትምለሰሉ ዝነበረ እዋን ብሰንኪ ብፕረዝደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝሓለፈ ግዝያዊ ናይ ጉዕዞ እገዳ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኒውዮርክ ኣብ ዝበጽሓትሉ እዋን ኣእዳዋ ተአሲራ ምሉእ ኣካላታ ተፈቲሻ ንሓሙሽተ ሰዓታት ኣብ ቐይዲ ክትጸንሕ ተጌራ ኔራ።

ንስሪን ካብ ሱዳን ናብ ኒውዮርክ ዝበጽሓት ኣብ እዋን ፕረዝደንት ትራምፕ ሱዳን ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ሃገራት ግዝያዊ ናይ ጉዕዞ እገዳ ትእዛዝ ኣብ ዘመሓላለፉ እዋን’ዩ።

ንሳ ኣነ ሓንቲ ካብቶም ዕድለኛታት እየ ምክንያቱ ካልኦት ነናብ ሃገሮም ዝተመልሱ ኣለው ትብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ግዝያዊ እገዳ መገሻ ፕረዝደንት ትራምፕ ብዓይኒ ኣፍሪቃዊያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:14 0:00

XS
SM
MD
LG