ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምኽንያት ለካቲት 11 ምስ መራሒ ዓረና ትግራይ ዝተካየደ ቃልምልልስ


ኣብራሃ ደስታ
ኣብራሃ ደስታ

ኣብ ናይ ሎሚ ፍሉይ መደብና፣ ብመሰረት ዝሓለፈ ሰሙን ዝኣተናዮ ቃል፣ ምስ ኣቦ መንበር ዓረና ትግራይ ንሉኣላዊነትን ዴሞክራሲን ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ዝተካየደ ቃልምልልስ ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣለና።

ኣቶ ኣብራሃ ‘ህዝቢ ትግራይ ንመራሕቱ ይደፍሮም ኣሎ። ዝበለጸ ዕድል እንተዝረክብ ነይሩ፣ ካብ’ቲ ኣብ መድረኻት ‘ተሃድሶ’ ዝተቃልሐ ገምጋማት ‘ዝሓየለ’ ቃላት ምሰማዕና ነይርና’ ይብል።

ዝሓለፈ ሰሙን ጋሻና ዝነበሩ ኣቶ ያሬድ ዓለም-ሰገድ፣ ኣብ እዋን ምኽባር ለካቲት 11 ተመዝጊቦም ንዝበልዎም ኣዎንታታት ምግላጾም ዝዝከር’ዩ። ተቃዋማይ ፓርቲ ዓረና’ከ እንታይ ይብል?

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስምዕ ይክኣል።

ኣብራሃ ደስታን ለካቲት 11 ምስ ኣቦ መንበር ውድብ ኣረና ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:53 0:00

XS
SM
MD
LG