ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣፍሪቃዊ ኣተኣላልያ ጐንፂ ዝዝትይ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ኣብ መቐለ ይካየድ'ሎ


ኣፍሪቃዊ ኣተኣላልያ ጐንፂ ዝዝትይ ዓለምለኻዊ ዋዕላ ኣብ መቐለ ይካየድ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:57 0:00

እዚ ናይ ክልተ መዓልታት ዋዕላ ብትካል መፅናዕትታት ስነ ህዝቢ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ምስ ካልኦት ተሓጋገዝቱ ዝተሰናደአ እዩ። ላዕለዋይ ሓላፊ እቲ ትካል ዶክተር ክንፈ ኣብርሃ ዕላማ እቲ ዋዕላ ልማዳዊ ሜላታት ኣተኣላልያ ጐንፂ ምስ ስሩዕ ሕጊ ብኸመይ ተሳንዮም ከምዝኸዱ ንምዝታይን ልምዲ ንምልውዋጥን እዩ ኢሎም፡፡

XS
SM
MD
LG