ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደርቂን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ


ደርቂን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:11 0:00

መርያም ኢብራሂም፡ ሓንቲ ካብቶም ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ሶማልያዊያን’ያ።መርያም ካብታ ብደርቂ ዝተጠቕዓት ዓዳ ንመዓልታት ብእግራ ተጓዒዛ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንወዳ ካብ ትገላገል ክልተ መዓልታት ጌራ’ላ። ይኹን ደኣ እምበር ንወዳ ክትምግብ ኣይኸአለትን! ኣብ ሶማል 185,000 ህጻናት ብሕጽረት ዝተመጣጠነ መግቢ ይጥቕዑ። ኣስታት 3 ሚልዮን ሰባት ድማ ህጹጽ ናይ መግቢ ሓገዝ የድልዮም።

XS
SM
MD
LG