ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ንኤርትራ ዝብልዎ ኣንፈት ይሕብሩ


ድምጺ ኣመሪካ ንሰለስተ ፖለቲካዊ ጸግዒ የብሎምን ዝበሎም ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ህሉው ኤኮኖሚያውን ፖሊቲካውን ኩነታት`ታ ሃገር ኣዘራሪቡ`ሎ፡

ንምዃኑ ጉዕዞ ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለም-ለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ፖለቲካውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ።

ዶ/ር ኣዳነ ገብረመስቀል ካብ ቦትስዋና ምስ ኮሚኒቲ ልምዓት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ`ዩ። ዶ/ር ተስፋማርያም መሓሪ ኣብ ዓዲ-እንግሊዝ መምህር ዩኒቨርሲቲ ስነ-ቑጠባ፡ ዶር ዓወት ወልደሚካኤል ድማ ኣብ ሓደ ዩኒቨርሲቲ ካናዳ ናይ ታሪኽ ተመራማሪ`ዩ።

ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:16:12 0:00

XS
SM
MD
LG