ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝኻየዱ ዘለው ጸረ ኤችኣይቪ ፕሮጀክትታት ዝለዓለ ውጽኢት የመዝግቡ ኣለው ይብሉ ተጠቐምቲ


ተተኻኢ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ድሩማን ብኣሜሪካ ዝምወል ፕሮጀክት ኤችኣይቪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበጽሕሉ እዋን
ተተኻኢ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፒተር ድሩማን ብኣሜሪካ ዝምወል ፕሮጀክት ኤችኣይቪ ኣብ ድሬዳዋ ዝበጽሕሉ እዋን

ኣብ ኢትዮጵያ ብኣሜሪካ ተመዊሎም ዝኻየዱ ዘለው ጸረ ኤችኣይቪ ፕሮጀክትታት ዝለዓለ ውጽኢት የምጽኡ ኣለው ክብሉ ኣብ ድሬዳዋ ዝርኸቡ ተጠቐምቲ ገሊጾም።

ኤችኣይቪ ገና ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ክውዕል ዘለዎ ለበዳ ምዃኑ ዘዘኻኸሩ ኣብ ኢትዮጵያ ተተኻኢ ኣምባሳደር ፒተር ድሩማን እዚ ትኹረት ክረኽብ ይሰርሑ ከምዘለው ገሊጾም።

ጸረ ኤችኣይቪ ዝኻየዱ ቃልስታት ብደረጃ ዓለም ስለዝዛሕተለ እቲ ዝወሃብ ደገፍ’ውን ከምዝነከየ’ዩ ዝንገር እንተኾነ መንግስቲ ኣሜሪካ ብፕሮግራም ሴፍቲኔት ኣቢሉ ዝድግፍዎም ፕሮጀክትታት ውጽኢት የምጽኡ’ለው ህይወት’ውን የድሕኑ ኣለው ክብሉ ተጠቐምቲ ይሕብሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG