ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ-ጥበባዊ እያሱ ተስፋሁነኝ-ጋሻ ቂሐ-ጽልሚ


Eyasu Tesfahunegn
Eyasu Tesfahunegn

"ንተበርህ ሓፍተይ ድሕሪ ናጽነት`የ ዝፈልጣ"

ሓፍቱ ተበርህ ተስፋሁነኝ ናብ ገድሊ ክትወጽእ ኸላ ወዲ ክልተ ዓመት ኔሩ። "ንሓፍተይ ድሕሪ ናጽነት`የ ዝፈልጣ".

ኣብ ውድድር ሽንግርዋ 3ይ ብምውጻእ ዝተዓወተ እያሱ፡ ከም `ፍረወይኒ` ትብል ደርፊ ብክራር ዝሑል ምጽዋት ደስ ይብሎ። ኣብ ልዕሊ`ቲ ብኣብነት ዝኽተሎ ነባር ስነ-ጥበባዊ በረኸት መንግስተኣብ ፍሉይ ኣድናቖት ስለ-ዘለዎ ድማ ንኽብሩ ደሪፍሉ`ሎ።

ቃና በረኸት ምንጽብራቕ ባህ ዝብሎ እያሱ፡ ካልኦት ባህላዊ ደርፍታት`ውን ኣበርኪቱ`ዩ። ንሓፍቱ ንገዲም ድምጻዊት ተበርህ`ውን "ማህደር ልበይ" ክብል ደሪፉ`ላ ሎ።

ምስኡ ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ተኸታተሉ፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:32 0:00

XS
SM
MD
LG