ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

3ተ ተጋሩ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርኣይ ዘሎ ጎንጽን ምላሽ መንግስትን ርእይትኦም ይህቡ


እቲ ኣብ ክልታት ኦሮምያን ኣምሓራን ጀሚሩ ጸኒሑ`ውን ኣብ ገለ ከባቢ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ጎንጽን፡ ከም ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዝበሉ`ውን ጉድኣት ኣውሪዱ`ዩ።

ሕወሓት ዝተወልደሉ ክልል ትግራይ፡ ምስ`ቲ ውድብን መንግስትን ዘለዎ ዝምድና ከመይ ይመስል? ህዝቢ ትግራይ ዝያዳ ተረባሒ`ዩ ዝብል ብገለ ወገናት ዝቐርብ ሞጎተ ማዕረ ክንደይ ሓቅነት ኣለዎ?

መንግስቲ ኾነ ሕወሓት`ከ ከምኡ ዓይነት ስምዒት ንኸይፍጠር ዝሰርሖ ስራሕ ኣሎ`ዶ?

ብዛዕባ`ዚ ክካትዑ ዝተዓደሙ፡ ገብረስላሰ ኣርኣያ ካብ ሽወደን፡ ቅድስት ተስፋይ ካብ ቨርጂንያ፡ ጎዲፍ ተፈሪ ካብ ኦሃዮ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:46 0:00

XS
SM
MD
LG