ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገዳም ኣቡነ ይማእታ፡ ኣብ ክሊ ትግራይ ዝርከብ ታሪኻዊ ገዳም


YimaEta Monastry
YimaEta Monastry

ሓደ ካብቶም ካብ ከውሒ ተነዲሎም ዝተሃነፁን ኣብ ትግራይ ዝርከቡን ልዕሊ 120 ገዳማት እዩ፤ ኣብ ወረዳ ሓውዜን ዝተነፀፈ ጐልጐል ምስ ወዳእኻ እምባ ሓዅርካ ኣብ መፃድፍ ይርከብ።

ኣብ ምብራቕ ትግራይ ኣብ እምባታት ገረዓልታ ኣብ ሻድሻይ ክፍለ ዘበን ዝተገደመን ካብ ከውሒ ተነዲሉ ዝተሃነፀን ገዳም 22 ኣዕኑድ ኣለዎ። ኣብ ውሽጢ እቲ ገዳም ብርክት ዝበሉ ንዋየ ቅድሳን ኣለዉ።

YimaEta Monastry
YimaEta Monastry

ኣቡነ ይማእታ ሓደ ካብቶም ካብ ኣውሮጳ ናብ ትግራይ ዝመፅኡ ትሻዓተ ቅዱሳን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:21 0:00

XS
SM
MD
LG