ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሪጣንያ ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ኣድሚጻ


Britain Prime Minister David Cameron
Britain Prime Minister David Cameron

ትማሊ ሓሙስ ኣብ ብሪጣንያ ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ረፈረንዱም: ብሪጣንያውያን ሃገሮም ካብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክትወጽእ ኣድሚጾም።

ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ደቪድ ካሜሮን ነዚ ኣመልኪቱ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ “ህዝቢ ብሪጣንያ ንጹር ዝኾነ ውሳነ’ዮም የሕሊፎም” ኢሉ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ደቪድ ካሜሮን ካብ መንዝነቶም ክሰናበቱዮም። ከንቲባ ከተማ ለንደን ዝነበሩ ቦሪስ ጆንሶን ድማ ከይተከእዎም ኣይተፉን እዮም ዝብል ዝለዓለ ት ጽቢት ተገይሩሎም ኣሎ።

XS
SM
MD
LG