ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሄርሞን ባራኺ ብፍሉይ ቅዲ ሙዚቃ ትልለ ድምፃዊት


ሄርሞን በራኺ
ሄርሞን በራኺ

ኣብ ኣስመራ ድማ ካብ ወጻኢ ዝመጹ ሙዚቀኛታት ምርኢቶም ይቕርቡ

ሄርሞን ባራኺ ቅድሚ ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሙዚቃ ትግርኛ ዘይተለመደን ዝተፈላለዩ ዘበናዊ ቅድታት ሙዚቃ ዘካተተ ምሉእ ካሴት ኣሰናዲኣ ናብ ህዝቢ ኣቕሪባ'ላ።

ሄርሞን በራኺ
ሄርሞን በራኺ

ናይ ሄርሞን ፈላመይቲ 'ኣልበም' ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ፕላኔት ሆቴል ብልዑል ድምቀት ተመሪቓ፤ ኣብ መላእ ዓለም ተዘርጊሓ ኣላ።

ድምፃዊት ሄርሞን ዛጊድ ንዝቐረበላ ምትብባዕ ኣመስጊና ካብዚ ንላዕሊ ሰሪሓ ደገፍታ ክተሐጉስ ከምእትደልይ ገሊፃ `ላ።

ካልእ ትሕዝቶ ቂሔ-ጽልሚ ድማ ናይ ኣስመራ ወኪል ቪኦኤ ብርሃነ በርሀ፡ ብዛዕባ ብምኽንያት መበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ብወጻእተኛታትን ብደቂ ሃገርን ዝቐረበ ሙዚቃዊ ምርኢታት ሓጺር ልኢኹ`ሎ።

Eritrea 25th Independence 2016
Eritrea 25th Independence 2016

ምሉእ መደብ ቂሔ ጽልሚ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:16 0:00

XS
SM
MD
LG