ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣስታት 388 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ሓደጋ ድሒኖም ኣብ ወደብ ካግሊያሪ ኢጣልያ ኣትዮም


ትማሊ ሓሙስ ኣስታት 388 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዘጋጠሞም ሓደጋ ድሒኖም ኣብ ወደብ ካግሊያሪ ኢጣልያ ምእታዎም ተገሊጹ።

XS
SM
MD
LG