ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጸራ ሽበራ ሕጉ ተጠቒሙ ንኣባላት ተቓወምትን ጋዜጠኛታትን ምኽሳስ ደው ከብሎ`ለዎ ይብል ሚንስትሪ ወጻኢ ኣመሪካ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ንጸራ ሽበራ ሕጉ ተጠቒሙ ንኣባላት ተቓወምትን ጋዜጠኛታትን ምኽሳስ ደው ከብሎ`ለዎ ኢሉ ሚንስትሪ ወጻኢ ኣመሪካ፡።

መግለጺ ሚኒስትሪ ወጻኢ ኣሜሪካ ብምትሕሓዝ ኢትዮጵያ ንሰባት ንምኽሳስ ትጥቀመሉ ሕጊ ግብረ-ሽበራ ዘተሓሳስብ`ዩ ኢሉ። እቲ መግለጺ ብተወሳኺንምኽትል ኣቦ መንበር ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ኣቶ በቀለ ገርባን፡ ካልኦት ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ኦሮምያ ዝተኣሰሩን ብግብረ ሽበራ ምኽሳስ ንምዕባለ ዲሞክራሲ`ታ ሃገር ዝጠቅም ኣይኮነን ይብል።

መንግስቲ ኣመሪካ ብተወሳኺ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ 2011 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ተኣሲሩ ዝርከብ ጋዜጠኛ ውብሸት ታዬ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ`ሎ። ንሱ ንመንግስቲ ብምንቃፉ ከምዝተኣስረ`ውን ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

መግለጺ ሚንስትሪ ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:05 0:00

XS
SM
MD
LG