ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መልሲ ወሃቢ ቃል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣሜሪካ ጆን ከርቢ ብዛዕባ ተቓውሞ ሰልፊ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ


ካብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝተኣኻኸቡ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያን ኣሜሪካዊያንን ትማሊ ሶኑይ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይፍጸም ኣሎ ዝበሉዎም በደላት ዝርዝር ጥርዓኖም ናብ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ዩናይትድ ስቴትስ ምቕራቦም ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG