ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዑደት ፕረዚደንት ኦባማ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን-፡ መዘራረቢ አርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኬንያን ኢትዮጵያን ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን ኣብ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘስምዕዎ መደረ ስሓብን ንኩሎም ኣፍሪካዊያን ትምህርቲ ዝህብን እዩ ኢሎም ናይ ሎሚ አጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ።

ሰናይ ከሰተ
ሰናይ ከሰተ

ኣብ ክሊ ዕድመ መንእሰይ ዝርከቡን ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩን ሰናይ ኸሰተ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ቨርጅንያ፣ ሜሮን ሰመዳር ኸኣ ካብ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ከባቢ በይ ኤርያ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ዑደት ፕረዚደንት ኦባማ አመልኪቶም ኣብ ዘካየድዎ ቃል-መጠይቅ ነዚ ተዛሪቦም ።

ሜሮን ሰመዳር
ሜሮን ሰመዳር

ካብዚ ብተወሳኺ ብዛዕባ'ቲ ዑደት ነናቶም ርኢቶ ገሊፆም'ለዉ። ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:19:41 0:00

XS
SM
MD
LG