ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቒሔ-ጽልሚ፡ ምስ ድምጻውያን ጀማል ሮሞዳንን ተመስገን ያረድን


Jemal Romodan

Jemal Romodan

ካብ ቆልዕነቶም ጀሚሮም፡ ኣብ`ቲ ጥበብ ዝጸንሑ`ዮም። ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ካብ መንጎ ዝለዓላ ተሰማዕቲ ደርፍታት ኣፍርዮም።

ተመስገን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓዳስ ኣልቡም ኣውጺኡ ኔሩ። Temesgen Yared

Temesgen Yared

ጀማል ከኣ ናይ ጸጋይ በራኺ ብምድጋምን ነጸላ ደርፍታት ብምዝርጋሕን ብዙሕ ኣበርኪቱ።

ድምጺ ኣመሪካ፡ ንኽልቲኦም ህቡባት መንእሰያት ስነ-ጠበባውያን ዓዲማቶም ኣላ።

XS
SM
MD
LG