ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰራሕተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን መሰላቶም ከኽብሩ ይኽእሉ`ዶ?


ዋና ጸሓፊ ሃገራዊ ኮንፈደራሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ ካብ ኣስመራ፡ ሓላፊ ርክባት ወጻኢ ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ`ዚ መደብ ብሓባር ቐሪቦም ኣለዉ

ኣቶ ተኸስተ ባይረ ካብ ኣስመራ፡ ኣቶ ሙሉ ጋረድ ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ማሕበራት ሰራሕተኛ ክሊቲአን ሃገራት፡ መሰላቶም ከኽብሩ ይቃለሱ ኣለዉ ይብሉ።

ኣብ ኣስራሕን ሰራሕን ንዘጋጥም ጸገማት ንፈትሕ፡ ሰራሕተኛ ከምዘይብደል`ውን ክነረጋግጽ ንሰርሕ ይብሉ።

ገል ነቕፍቲ፡ ማሕበራት ሰራሕተኛ ክልቲአን ሃገራት፡ መሰሎም ከኽብርሉ ዝኽእሉ ስልጣን የብሎምን ይብሉ፡

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ኣሎ፡
XS
SM
MD
LG